ንሎሚ 04 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት: ** ሓንቲ ጎርዞ ብሻርክ ተነኺሳ ሞይታ... ** ኣብ ዋሺንግተን ድሕሪ ዝወረደ ግጭት ሂሊኮፕተርን ነፋሪትን መንነት ናይ ...
"ብመትከል" ነቲ ሰልፊ ለበር ዘቕርቦ ሕጊ ናይ ጽል ኢ ዘረባ ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ ። ሰራዊት ሱዳን ፡ ኣብ ግዝኣት ኣል ያዚራ ዝርከባ ኣገደስቲ ከተማታት ከም ዝተቖጻጸረን ገሊጹ። ቪክቶርያ ካብ ሰኑይ ...